ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ንተበፃሕነት ዝሓሸ ኣገልግሎት ጥዕናን ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞምን ከምዝውዕል ተገሊፁ። ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ኣስታት 24 ሚሊየን ዜጋታት እኹል ኣገልግሎት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሓደ መዓልቲ ዝፀነሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ካርቱም እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንውፅኢታውነት ዓውዲ ጥዕና ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓውዲ ጥዕና ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ዘሎ እኳ እንተኾነ ንውፅኢታውነት እቲ ዓውዲ ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ ከብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ዓለም ለኸ ፎሮም ኢንቨስትመንት "ኢንቨስንት ኦርጅንስ 2023" ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ዶክተር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ክብል ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ወፃኢ ዓድን ዝርከቡ ማሕበራት ዳያስፖራ፥ ናብቲ መርሃ ግብሪ ንዝመፅኡ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ይኸውን ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ። “ንኣፍሪካ ንመግብ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኢሉ እውን ንባዕልኻ ኣብ ምኽኣል ዘድሃበ ኣኼባ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ንዝካየድ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ወሲዶም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብ/ብ/ሕ/ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም ምስ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣብ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም እቲ ጉዳይ ብቐጥታ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብሴክሬታሪያት ዳግመ ምጥያሽን መዳርግቲ ኣካላትን…