ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም። ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም…
Uncategorized ዴንማርክ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ልምዓት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓትም ዓለም ለኸ ንብረት ኣየርን ዴንማርክ ዳን ጃርገንስ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ÷ ዴንማርክ ቁልፊ መሓዛ ልምዓት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዘውፅኡ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም ብሸርፊ ወፃኢ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት ፍርያት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ስለሺ ለማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። በቶም ርእሰ ምምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኽ÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ፣ ዓለም ለኻዊን ዞባዊ ጂዶ ፖለቲካን ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ሓላፊ ዋና ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጄነራል ቡልቴ ታደሰ ኣብ መደረኦም፥ እቲ ዘተ እዋናዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ዳይሬክተር ካንትሪ ባንኪ ዓለም፣ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስፋሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ኣብ ምስፍሕፋሕ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። ኮሚሽነር ኮሚሽንኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ÷ ምስ ተወካሊ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዘቲዮም Desta Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዳን ጀርገንስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን እዋናዊ ኩናታትብ ብምድሃብ መልዛቦም ተገሊፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ኻደ ሰሙን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 11 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 142 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ – ዶ/ር በለጠ ሞላ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሃገራት ናብ ኢትዮጵያንኽመፅኣ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኒኬሽን ሰለስተ ዝተፈላለዩ ጉባኤታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…