ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘላቒ ምዕባለ ኢኮኖሚን ለውጢ ክሌማን ኣብ ዝዛተ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ…