ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኢንተግሬትድ ዴቨሎፕመንት ፈያ (ኤፍ ኣይ ዲ ኦ) ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ትካል ንሓደ ዓመት ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሊያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፤ ብድርቂ ሕፅረት ምግቢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ዞባዊ ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ራብዓይ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሓዙትን መዳርግቲን ኣካላት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ Desta Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ፀገማት ስዒቡ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቲ ማሕልኻታት ንምውፃእ ዘኽእል መፍትሒ ንምምፃእ ዝዓለመ ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ምሸት ኣብ ኮልፌ ድሕሪት ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓ 2፡20 ኣብ ኣዲ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 10 ከባቢ ድሕሪት ኮልፌ ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንምቁፅፃር 15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ውድባዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ብምልዛብ ውሳነታት ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ሓላፍነት ካብ ዝጎደሎ ዘረባን መፈራርሒታትን ንክትዕቀብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ “ኩሎም ኣማራፅታት ክፍቲ ኢዮም” በምባል ንዝሃብዎ መግለፂ ሓላፍነት ዝጎደሎ ዘረባ ኢዩ ብምባል ነፂጉዎ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብፂ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ- ኣንቶኒ ብሊንከን Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣማሪካ ትድግፍ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ብምኻነ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን እኳ እንተሃለወ ዘይሕጋዊ ነጋዶ መስ ደለልቲ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝፍፅመሉ ዘሎ ከይዲ ንኢዶም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ን\ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ዓሊሙ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተበፅሑ ስምምዕነታት ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዝገብሮ ዘሎ ቁርፀኝነት ንኢዶም። እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…