ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ “ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣዲስ ወግ÷ ሎሚ መዓልቲ ድማ “ህዝብና ዓቕሚና” ብዝብል ርእሲ ከምዝካየድ ካብቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ኣረኪበነኦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል እናፈፀመ ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ እማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ክልል ትግራይ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ስራሕ ንክጅምራ፣ ዝፈረሳ ንክፅገና፣ ቕልጡፍ ሰብኣዊ ረድኤት ብግዚኡ ንክኣትው እናተገበረ ከምዝርከብ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ብተገዳስነት እናገልግሉ ዝረከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ቱሪዝም፣ ንግዲን ትራንስፖርትን ዘለወን ርክብ የጠናኽር ዝበለኦ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣብ ቱሪዝም፣ ንግዲን ትራንስፖርትን ዘለወን ርክብ የጠናኽር ዝበለኦ ስምምዕነት ተፈራሪመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቅድሚ ቀትሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ውዳበ ዳያስፖራ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2023 0 ኣዲስ አበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ውዳበ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ÷ ዳያስፖራ ብዝተወደበ መልክዑ ዘሳለጦም ተግባራት ፐብሊክ ዲፕሎማሲ፣ ምህናፅ ምስሊ፣ ምትእኽኻብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ… Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ኣሳሊጡ። ብመሪሕነት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ወና ኣፋሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ድሕሪ እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም÷ “ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ኪን ጋንግ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክብፃሓ ካብ ሞንጎ ዝግበአን 5 ብሉፃት መስሕባት ቱሪዝም ዓለም ሓንቲ ኢያ – ናሽናል ጂኦግራፊ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ጂኦግራፊ ክብፃሓ ካብ ዘለወን ሓሙሽተ ብሉፃት መስሕብት ቱሪዝም ዘለወን ሃገራት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ ክብል ኣካቲቱዋ። ናሽናል ጂኦግራፊ - ብሪታኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ናይ ሓዱሽ ዓመት ሕታሙ ሒዙ ወፂኡ፡፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…