ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ቢሮ ምትሕብባር ሰብኣዊ ሓደዝ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ኢቻ) ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ እዋናት ዝናብ ብዘይምዝናቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ምሽግጋር ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዑደት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ንምሽግጋር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ…
ቢዝነስ ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ተተካኢ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቼክ ጂሪ ኮዛክ ዘቲየን። ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ኢትዮጵያ ምስ ቼክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ። ዓለም ለኸ ሞያዊያን ኣብቲ ጉባኤ ልምዶም ከምዘካፍሉ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፥ መንግስቲ ንምርግጋፅ ሽግግር ፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ምምሕዳር ሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ብመንግስቲን ብውልቀን ዝስርሑ ቀዳማይ ዙር ፕሮጀክት ህንፀት 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምጅማር ስነስርዓት ክታም ሰነድ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ፥ ፊታውራሪ ሃብተጊዮርጊስ ዲነግዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ፥ እቲ ሓገዝ በቲ ሚኒስቴር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ብስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብምኽንያት ስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን በዓልቲ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ሃናን ሞርሲ ገሊፀን። ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን…