ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ዘቲየን Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ብኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሊ ዚያንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ምትሕበባር ኢኮኖሚን ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝግበኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ደቡብ ኮሪያ ሁን ሞክ ሊ ዘቲዮም። ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። ኣብ ዳመርጆግ ኢንዱስትሪያል ፓርክን ጣቢያ ናጋድን ዑደት ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ዓብዩ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪታት ”ኤሮስፔስ” ን እንግዶትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ምጅማሩ ካብቲ ኣቪየሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ትካል፥ ብስልጠናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ክልል፥ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣካላት ህፁፅ ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ክልል ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም። ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታትን ረቀቕቲ ኣዋጃትን ዘተ ብምግባር ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተጓደሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ቀረብ መድሓኒትን መሳርሒታት ሕክምናን ረጋሳ ባይሳ÷ ኣብ ኩሎም ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት ኣብ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት “ባህላዊ ስፖርት ንሓድነትናን ሰላምናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…