ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተረኺቦም ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…