ልዕሊ 20 ስብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ኢንተርፕራይዝ ሽኮር ንምዕዳግ ድልየት ኣርእዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን መንግስቲ ኢትዮጵያ 8 ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ብመሰረት ዘውፅኦ ጨረታ ድልየቶም ኣርእዮም።
መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ፋብሪካታት ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ…