ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ 100 ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ሓዊሱ ካልኦት ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ምክትል መካየዲ ስራሕ ዘፈር ተገዛኣይነት ሕጊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ሞጆ ኣይተ ፈረጃ ኣታላይ÷ ዴስክ ቶፕ…