ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንተን ገሊፆም።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንግተን…