ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ኢዩ – ኣምባሳደር መለስ ኣለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ከምዝነበረ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም።
ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ 29 ሃገራትን 53…