ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝበረ ወጥሪ ሃዲኡ ሰላም ንኸዓስል ዝኸድናዮ መገዲ ውፅኢታዊ ኢዩ – ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሉሴጉን ኦባሳንጆ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝነበረ ወጥሪ ንምህዳእ ዝተኸደ መገዲ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡
ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይኹን ብወገን ህወሓት …