ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ተፈቲሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ከምዝተፈትሐ ብዘተ ተገሊፁ።
ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዘጋጠመ ፈተና ንምፍታሕ ኣቦታት ሃይማኖት ክልቲኦም ወገናት፣ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን ዓበይቲ ዓዲን…