ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ መበል 42 ጉባኤ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒያማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ÷ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ከምዝተመሓየሸ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ናብ ዝነበሮ ንኽምለስ ውፅኢታዊ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕቲ ከምዝተሳለጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተጋነነ ፀብፃብ እንተውፅእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ወደባት ባሕሪ ብምጥቃም ልዕሊ 518 ሚሊየን ብር ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ወደባት ባሕሪ ብምጥቃም ልዕሊ 518 ሚሊየን ብር ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዘቕረቦ ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ፥ ኣብ ኣዋፃኣይነት ኢኮኖሚ…
ጥዕና ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ Desta Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ። ማይከሮስኮፕን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ሕክምናን 300 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ነዝርከቡ 28…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፈፃፅማ ምድንፋዕ ፍርያት መንፈቕ ዓመት ኢንዱስትሪ መዓድን 91 ሚኢታዊ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ምድንፋዕ ኢንዱስትሪ መዓድን ኣፈፃፅምኡ 91 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኸኣለ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ÷ ኣብቲ ፍርቂ ዓመት ዓበይቲ ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ እቲ 80 ሚኢታዊ ፍሪያት ተኣኪቡ-ሚኒስቴር ሕርሻ Desta Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ 13 ነጥቢ 95 ሚሊየን ሄክታር መሬት እቲ 11 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሔክታር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘዳለዎ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ብመስኖ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢጋድን ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Desta Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢጋድን ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዞባዊ ትራንስፖትር ነፈርቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ከምዝበልዎ፥ ቀጠናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ዓቕሚ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምክትታል ዘኽእል መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ዓቕሚ (Remedial Program) ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ኣማራፂታትን ንምክትታል ዘኽእል መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም 50…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኖርድ ስትሪም ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ሞስኮ ናብ በርሊን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ “ኖርድ ስትሪም” ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ከምዝበሉዎ÷ ኣሜሪካ ምትሕብባር ጀርመንን ሩሲያን ከም ስግኣት ትሪኦ ኣላ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ልኡኽትኡ ንኽዋፃእ ብመንፅር ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣባል ሃገራት ዋጋ ከፊለን ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ትፅቢት ዝግበረሉ ልኡኽቶ ንኽዋፃእ ብመንፅር ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣባል ሃገራት ዋጋ ከምዝኸፈላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣኼባ ኢታማዡር ሹማትን ኣካላት…