ዩ ኤን ዲ ፒ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩ ኤን…