ዝንቕ ፋና ኣብ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ። ወ/ሮ ነፊሳ ሸምሰዲን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ወረዳ ሳንኩራ ከተማ ኣለምገበያ ምስተመልሰት ኢያ ተገላጊላ። እታ ኣዶ ብመጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንስደተኛታትን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝግበር እንትኸውን፥ ብካልኣይ ዙር ፅዕንቶ ስደተኛታት ምላሽ ፕሮጀክት ዕላዊ ዝኾነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሻይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፅእ ወቅዱስ - ሓሙሻይ ፓትሪያርክ ወ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም። ሚኒስተር ሓበሬታ ኢርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ ብምኽኒያት ሕማም ሕክምናዊ ረድኤት እንትግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ኮይና Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ 2019 ክሳብ 2021 ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት ገሊፁ። እተን ሃገራት ዘመዝገብኡ ብርኪ ዕብየት ምስ 2010 እንትነፃፀር ዝሓሸ ከምዝኾነ ሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ የሳለጥ ኣሎ። ዓለም ለኸ ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ፐብሊክ ኢንተርፕርነርሺፕን ዲጂታል ኢንተርፕርነርሺፕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ Desta Dec 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ገሊፁ። እቶም ተኸሰስቲ ካብ 6 ኣዋርሕ ክሳብ 16 ዓመት ዝበፅሕ ቅፅዓት ከምዝተፈረደሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን ሓበራዊ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን 2ይ ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብቲ መድረኽ÷ ብስምምዕነት ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታን ሚኒስቴር ገንዘብን ዝተጣየሸ ትረስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 220 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 774 ደቂ ተብዕትዮን 220…
Uncategorized ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ዝረአዩ ትካላት ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከምኡ እውን ካብ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና-ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብኲናት ንዝዓነዉ ከባቢታት ኣብ ዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሓላፊ…