ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት በፂሑ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣክሲዮን ማሕበር ባቡር ትራንስፖርት ኢትዮ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲ ፌዴራል ኣብ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ብተደጋጋሚ ዘረፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…
ቢዝነስ ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ካብ 19 ክሳብ 25 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ንልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣፍሊጡ። ካብዞም ዝተትሓዙ ውሽጢ 156 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እንትኾኑ፥ 62…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዉድብ ብልፅግና ዝዉክሉ ኣባላት ቤት ምኽሪን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲዩ ኣሎዉ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዉድብ ብልፅግና ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምኽትል ፕሬዚዳንት ዉድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዘጀመሩ እንትኾን፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ክሳብ ሕዚ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ዝተሳለጡ ተግባራት ዝተገምገሙ እንትኾኑ÷ ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ጉዳያት ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሓላፍነት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመደበ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ዘለዋ ቅዋም ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ። ላዐለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሎሚ እውን ከምትማሊ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ፓርላማ ሩሲያ ሓላፊ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ምስ ዝኾኑ ኒኮላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ÷ ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ካብ ዝፈቕዶ ኣሰራርሓ ወፃእ ብዝኾነ መፈዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና…