ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንምሕላው ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ክመሃር ይግባእ – ከንቲባ አዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንኽሕሎ ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ምምሃር ከምዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
መበል 14 ከተማ ሓቆፍ ፌስቲቫል ባህሊ “ባህሊታትና መሰረት ሓድነትና!” ብዝብል መሪሕ ቃል…