ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ ናብ 40 ሚሊየን ዶላር ዝፅጋዕ ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ፍርቂ በጀት ዓመት ናብ ጅቡቲን ሱዳንን ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ 39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝፅጋዕ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝተገበረ መሸጣ ኤሌክትሪክ 89…