ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም። ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዜሕ ዓመታት ዘቑፀረ ከልቲኣዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ከምዘለወን ኢቢሲ ፀብፂቡ። #Ethiopia Abiy Ahmed Ali Office…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እናተገበረ ብዝርከብ ፃዕሪ ህይወት ኣድሕን÷ ግዝኣታት ቱርኪ ፈላማይ ግምታዊ ቁፅሪ ተጎዳእቲ ዕላዊ ገይረን፡፡ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ደቡባዊ ቱርኪ ሎሚ ወጋሕታ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝበፅሐ ሕልፈት ህይወት፣ ጉድኣት ኣካልን ዕንወት ንብረትን ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራቤታት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ልዑል ውፅኢት 12 ክፍሊ ዝተመዝገበሉ ቤት ትምህርቲ ርእዮም። ኣብ ቀፃሊ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ክምልስ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ሸሞንተ በዓል 230 ኪሎ ቮልትን ሓሙሽተ በዓል 132 ኪሎ ቮልትን ዓቕሚ ዘለዎም መከፋፈሊ ጣቢያታት ተፀጊኖም ኣገልግሎት…
ጥዕና ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ እቶም ኣገለግሎታት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ትሕቲ ብ/ብ/ህ/ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታት (ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ወላይታ፣ ጋሞ ፣ ጌዴኦ፣ ጎፋ)ን ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ክካየድ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ከምዝካየድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ጋሞ፣ ጎፋ፣ ዎላይታ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶን ደቡብ ኦሞን÷ ህዝበ ውሳነ ክካየድ ኢዩ ኢሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝተዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን። ፍሉይ ኣማኻሪ ኣመሓዳሪ ዞባ ጎፋ ተፀዋዒ ህዝበ ውሳነን ብርሃኑ ደቻሳ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ነበርቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን ምስ…