ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪ ዓመፅቲ ኩርድ ይርከቡዎም ኢዮም ኣብ ዝበለቶም 500 ዝኾኑ ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢራቕ ሶሪያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ኩርድ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኣየር 500 ዝኾኑ ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘካየደቶም መጥቃዕቲ ኣየር እቶም ዓመፅቲ ዓሪዶምሎም ኢዮም ዝበለቶም 471 ዒላማታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ተዛሪቦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ከምዝግባእ ምክልት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይ ተደመቀ መኮንን ኣብ ኒጀር ከተማ ኒያሚ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታንከራት ጠራቀሚ ማይን ሰብ ሞያ ማይን ብመስመር ጎንደር ሑመራ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ ሚኒስቴር ማይን ኤነርጂ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ታንከራት ጠራቀሚ ማይን ሰብ ሞያ ማይን ብመስመር ጎንደር ሑመራ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ ሚኒስቴር ማይን ኤነርጂ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ማይን ተተሓሓዝቲ ኣገልግሎታትን ዝሰርሑ ሰብ ሞያ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሒዞም ከምዝተለኣኹ ገሊፁ። ብኻሊእ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ሃገራዊያን ጋንታታት ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን። ሰዓት ሸውዓተ ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራት ቤልጂምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠና ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠናን ኣንፈት ልኡኽቶን ሂቦም። እቲ ስልጠና÷ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ቶን ዝምዘን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ካል ኣፍራዪ ኤርባስ ኣውሮፕላንን ኣቪዬሽን ሳንስ ፍሮንተርስ ዝተብሃለ ኩባንያ ፈረንሳይን ብምትሕብባር 10 ቶን ዝምዘን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታትን ፓሮን ትሬዲንግን ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም። ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክን ፓሮን ትሬዲንግን ኣብ ባህርዳር ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃኒፁ ፍርያት ንምፍራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ዝተፈላለዩ ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዛት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፍትሒ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፍትሒ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ዝረአዩ ፀገማት እዋናዊ ኩነታን ቀፃሊ ጉዕዞን ዝድህስሱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ። ኩነታት ፍትሒ…