ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ብሩህ ንምግባርን ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅን ኣብ መናእሰይ ክስርሑ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኒጀር ይካየድ ምስ ዘሎ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብብርኪ ዓለም ንመበል 31ን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 17 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን…
ስፓርት ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ኣብ ኒጀር ኒያሚ ተራኺቦም ተዛቲዮም። ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ኒጀር እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን። እቶም ፍሪያታት መድሓኒት ካብ መኽዘን ክሳብ ምክፍፋል ዘለዎም ኩነታት ተዓዚበን። ዶክተር ሊያ፥ እቶም መድሓኒታት ፅርየቶም…
ስፓርት ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ -ኣይተ ዑመር ሁሴን Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ ከብሉ ሚኒስተር ግብርና ኣይተ ዑመር ሁሴን ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ኢንሹራንስ 15 ዓመት ግብርናን ዓለም ለኸ ተመክሮ ኢንሹራንስ ግብርናን ዘርእዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ስሚንቶ ደርባ “ሲኖማ ኢንተርናሽናል ኢንጅነሪንግ” ምስዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ ደርባ “ሲኖማ ኢንተርናሽናል ኢንጅነሪንግ” ምስዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ስሚንቶ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ደልየት ስሚንቶ…