ስፓርት ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ውዕሎ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 7 ሰዓት ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝተደልደላ ሃገራት ሞሮኮን ክሮሺያን ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታ ቤልጂምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ከምዝገለፁዎ÷…
ስፓርት ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር። ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…
ስፓርት ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል-ኢጋድ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል ክብል ኢጋድ ገሊፁ። እቲ ትካል ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ንምጉልባት ተሳትፎ ደቂ ኣኒስትዮን የኽአል ኢዩ ዝበሎ ፈተነ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።…
ስፓርት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓወልቲ ሌ/ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ተመሪቑ። ነቲ ሓውልቲን ቤት ትምህርቲን መሪቐን ዝኸፈተኦ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ…