Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኮፐንሃገን ዴንማርክ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 22 ጉንቦት 2023 ጀሚሩ ናብ ኮፐንሃገን ዴንማርክ ሓዱሽ በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ በረራ ብዜካ ሰሉስን ሰንበትን ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማን ደሴን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪኑሚ ኣዲንስያ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ባንኪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ውልቀ ማሕበር ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ፅርየት ዘለዎም ፍሪያት ንምፍራይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢደን። እቲ ትካል ንፅርየት…

ኢትዮጵያ ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊማ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባንኪ መሬትን ልምዓትን  ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊሞም ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ኮርፖሬሽን “ኢንቨስት ኦሪጅንስ 2023” ብዝበል መሪሕ ቃል 18 ክሳብ 19 ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመነት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ÷ ቃለ ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም። ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም…

ዴንማርክ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ልምዓት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓትም ዓለም ለኸ ንብረት ኣየርን ዴንማርክ ዳን ጃርገንስ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ÷ ዴንማርክ ቁልፊ መሓዛ ልምዓት…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዘውፅኡ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም ብሸርፊ ወፃኢ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት ፍርያት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ስለሺ ለማ…

ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። በቶም ርእሰ ምምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኽ÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ…

ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ፣ ዓለም ለኻዊን ዞባዊ ጂዶ ፖለቲካን ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ሓላፊ ዋና ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጄነራል ቡልቴ ታደሰ ኣብ መደረኦም፥ እቲ ዘተ እዋናዊ፣…