ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ንዝካየድ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ወሲዶም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብ/ብ/ሕ/ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም ምስ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣብ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም እቲ ጉዳይ ብቐጥታ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብሴክሬታሪያት ዳግመ ምጥያሽን መዳርግቲ ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጀስቲክስን ኣብ 6 ኣዋርሕ 19 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጀስቲክስን ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 19 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት ሽዱሽተ ወርሒ ኣመልኪቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምዃን ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምውዳድ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፎም። ንዓቕመ ደካማ መራሕቲ ስድራ ዝተመሓላለፉ 31 ኣባይቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ሜ/ጄ ኣዳምነህ መንግስቴ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ሕዚ ብዘለቶ ኣግባብ ክትቅፅል ንምግባር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተጠናሒሮም ክቕጥሉ ከምዝግባእ ኣዛዚ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄነራል ኣዳምነህ መንግስቴ ገሊፆም። እቶም…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝምልከት መግለፂ ሂበን። ኣብ መግለፂአን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ሚርጃና ስፖልጃሪክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን መራሕቲ ሕብረት…