ስፓርት ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ተስማዕሚዓ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ምስምዕማዓ ገሊፃ። ቡርኪና ፋሶ ወተሃደራት ፈረንሳይ ካብ ሃገረይ ይውፅኡ ዝብል ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ መንግስቲ ፈረንሳይ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። መንግስት ቡርኪና ፋሶ ኣብ 2018 ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም። ህዝቢ ሱዳን ናይ ባዕሎም ፀገም ፀገም ባዕልቶም ንምፍታሕ ዘለዎም ዓምዩቕ ዓቕሚ ንክጥቀሙ ምትብበዖም ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብቲ ዘተ ህዝቢ ሱዳን ብዘይ ምንም ኢድ ኣእታውነት ዝጀመርዎ ከይዲ ፖለቲካ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ንተበፃሕነት ዝሓሸ ኣገልግሎት ጥዕናን ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞምን ከምዝውዕል ተገሊፁ። ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ኣስታት 24 ሚሊየን ዜጋታት እኹል ኣገልግሎት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሓደ መዓልቲ ዝፀነሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ካርቱም እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንውፅኢታውነት ዓውዲ ጥዕና ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓውዲ ጥዕና ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ዘሎ እኳ እንተኾነ ንውፅኢታውነት እቲ ዓውዲ ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ ከብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ዓለም ለኸ ፎሮም ኢንቨስትመንት "ኢንቨስንት ኦርጅንስ 2023" ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ዶክተር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ክብል ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ወፃኢ ዓድን ዝርከቡ ማሕበራት ዳያስፖራ፥ ናብቲ መርሃ ግብሪ ንዝመፅኡ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ይኸውን ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ። “ንኣፍሪካ ንመግብ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኢሉ እውን ንባዕልኻ ኣብ ምኽኣል ዘድሃበ ኣኼባ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ…