መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…