በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ-ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ
ኣዲስ አበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ ከብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብምርካብ ናይ እንኳዕ…