ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ – መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ለገሰ ቱሉሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…