Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ ማዕቐብ መንግስቲ ኣየርላንድን ሰብ መዚኡን ብዘሰጉሙዎ ፀረ-ሩሲያ ቅዋም ምኅንያት ዝተነበረ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየር ንምቕራብ ዘኽሎ ፈተነ በረራ  ናብ ሽረ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ በረራ ሎሚ መዓልቲ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሽረ በረራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ጎንፂ ካብ ዝለዓል ድሕሪ ክልተ ዓመት…

ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ዓበይቲ መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ብጎንደር ገይረን ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊፁ። ኣብ ዝቅፅሉ መዓልቲታት ሃነፅቲ ምግቢ ኝሕብረተሰብ ክከፋፈሉ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ንዝህቡ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ልዑል ወፃኢ ዝሓቱን ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝወሃቡን ኣገልግሎት ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ኣብ ውሽጢ ሃገር ክህቡ ንዝኽእሉ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ምሃብ ክጅምር ኢዩ። ሳልሳይ ደረጃ (ተርሸሪ ሌቭል) ሆስፒታል ዘበናዊ መሳርሒታ ሓዊሱ…

ሚኒስትራትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ ኢንዱስትሪ ፓርክ…

ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ሓገዝ ተገይሩሉ

ኣዲስ አበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣይሻ መሓመድ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘበርከታሉ እዋን ከምዝገለፀኦ÷ ዕላማ እቲ ሓገዝ ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ሕርሻ…

ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 2024 ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ንሪፐብሊካን ወኪሎም ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም። ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብጆ ባይደን ተሳዒም ኣብ 2021 መንበረ…

ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰገናት ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህበ ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ወይ እውን “ዲጂ ትራክ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ ማእኸል÷ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ዳይሬክተር…

40 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንምሻጥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓለም ለኸ ጨረታ ክወፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 3ይ ቴሌኮም ፕራይቬታይዜሽን ንመሃብ ዓለም ለኸ ትካላት ቴሌኮም ድሌቶም ንኸርእዩ ሓቲቱ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዲኤታ ኢዮብ ተካልኝን ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝዛወረሉ ኩነታ ኣድሂቦም መግለፂ…

መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ “ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል…