Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ዋግህምራ ን42 ሺሕ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ 42 ሺሕ ወገናት ዝውዕል ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነን ሓገዝ ከምዝገበረ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል  ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዝቋላ፣ ከተማ ፅፅቃን ከባቢኣን ንዝርከቡን ሓገዝ ዘድልይምን 30 ሺ ወገናት ሓገዝ ከምዝገበረ…

ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ካብ ትሑት መነባብሮ ክሳብ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ዜጋታት ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ጥራሕ ዘይኮነስ ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ እውን ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ሪል ስቴት ዝተዋፈሩን ኣብቲ ዓውዲ…

ዝተሰረዘ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ እቲ ምምሕዳር ያስሚን ወሃቢረቢን ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን…

መንግስቲ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ጎደና ኢስቲካል ብዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ዝበፅሐ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ህይቶም ንዝሰኣኑ ፅንዓት ተመኒዩ፡፡ በቲ ዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ጉድኣት ኣካል ዘጋጠሞም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፅባሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝለዓሉሎም ሕቶታት መብርሂ ክህቡ ኢዮም። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዴሞክራያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፅባሕ 6 ሕዳር 2015 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30…

ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ኣገልግሎት ዳይሬክተር ደሕንነት ወፃኢ ዶ/ር ሰይፍ ሳሊም ሱለይማን ዝመርሕዎ ጉጅለ ልኡኽ ኢዩ ዑደት ገይሩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ…

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ኣውሮፕላናት ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ደርበይቲ ቁምቡላ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ። እተን ታሪኻውያን ኣውሮፕላናት÷ ኣብ ከተማ ዳላስ ምርኢት ኣየር እናርአያ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ከምዝተጋጨዋ ተሓቢሩ፡፡ ብዝተፈጠረ…

ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ክልል ጋምቤላ እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ከመዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ጋምቤላ እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ከመዘጠናኽር ዳይሬክተር ድሕንነት እዋን ሓደጋን ቀረብን እቲ ትካል ሾኮ ሺሞዛዋ ገሊፀን። እተን ዳይሬክተር ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ እቲ ትካል…

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝርዝር ትልሚ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዳግመ ህንፀት ዝውዕል 21 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዳግመ ህንፀት ዝውዕል 21 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዒድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷ ኣብ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምትእኽኻብ እቶትን ምስጋናን ተረኺቦም ዕዙዝ ተሳትፎ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራን…