Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንገስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኣበባ ታመነ…

ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ÷ ኣቦታት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምስ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቲ ህንፀት ዝኸውን 17 ሺሐን 682…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። ፌዴራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ን…

በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ሓሊፉ ህዝባዊ ምትእስሳር ዘጠናክር ኢዩ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ሓሊፉ ሓድነት ህዝቢታት ዘድንፍዕን ህዝባዊ ምትእስሳር ዘጠናክርን በዓል ከምዝኾነ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር በዓል ጥምቀት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ መልእኽቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን  ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን። እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን  ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን። እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲሰ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ጃንሜዳን ሓዊሱ ኣብ 83 ቦታታት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ጃንሜዳን ሓዊሱ ኣብ 83 ቦታታት ከምዝኽበር ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ብፁእ ኣቡነ ሄኖክ ንተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም÷ እቲ…

መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና መውፅኢ ኣዳማ ንዘይተወሰነ እዋን ክዕፆ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና መውፅኢ ኣዳማ ንዘይተወሰነ እዋን ክዕፆ ከምዝተገበረ ኢንርፕራይዝ መገዲ ክፍሊት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንተርፕራይዝ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ትማሊ ምሸት ሰዓት 4፡45 ናብ ኣዳማ ኣረቂ ፅዒና…

ኣብ ልዕሊ ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እንትሓልፍ 10 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…