ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ዓሊ ዳውድ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ስምምዓት ፍርያት ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ጉጅለ…
ስፓርት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ መረፃ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ሪጅን ዝመርሑ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ተመሪፆም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ጄነራል ጃክሰን ቲዊ ካብ ኬንያ ፕሬዚዳንት ብምዃን እንትምረፁ÷ ሚስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወናኒት ብዝሃ ቋንቋን ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኣደባባይ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምትእስሳር ህዝቢ…
ስፓርት ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ። አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2…
ስፓርት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሎሚ መዓልቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ። ተዓዋቲት ሰለስተ ሜዳሊያ ወርቂ ኦሊምፒክን ሓሙሽተ ሜዳሊያ ኣትሌቲክስ ዓለምን ዝኾነት ኣትሌት ጥሩነሽ፥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኔፓል ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 40 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ኔፓል ብሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ብውሑዱ 40 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ኣውሮፕላን፥ 72 መንገደኛታት ኣሳፊራ ካብ ከተማ ካትማንዱ ናብ ፖክሃራ እናበረረት ዝነበረት ኣውሮፕላን መገዲ አየር የቲ ከምዝኾነት ተገሊሊፁ፡፡…