ስፓርት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ተሳሊጡ Desta Aug 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሳልሳይ ደረጃ ንዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተሳሊጡ። ኣብ ኮሎምብያ ከተማ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም 3ይ ደረጃ ዝሓዘ ልኡኽ፤ ትማሊ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ ኣሕሊፉ Desta Aug 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ፖሊሲ ሃገራዊ ፍሉይ ቁጠባዊ ዞባ ብምዝታይ፥ ኣህጉራውን ዞባውን ንግዳዊ ምትእስሳራት፣ ንቁጠባዊ ምዕባለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ኢትዮጵያ ህንፀት እቲ ግድብ ኣይትዛዝምን ንዝብሉ ወገናት መልሲ ዝሃበ ኢዩ – መሓመድ ኣል ኣሩሲ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ኢትዮጵያ ህንፀት እቲ ግድብ ኣይትዛዝምን ንዝብሉ ወገናት መልሲ ዝሃበ ከምዝኾ ተኻታዒ ህንፀት ግድብ ኣባይ መሓመድ ኣል ኣሩሲ ገሊፆም። ኣል ኣሩሲ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ወረዳ ጭፍራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ምሰንበሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋሉ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ የሰጋግሮ – ቲቦር ናዥ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዘሰጋግሮ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ግብፂ ኣብዚ ጉዳይ መግለፂ ክተውፅእ ከምትኽእል ዝገለፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ንኢትዮጵያ ዝምጥን ምምሕያሽ ምግባሩ ኣሕጒሱና ኢዩ – ሓለፍቲ ፖለቲካ ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንጥንካረ ኢትዮጵያ ዝምጥንን ኣብ ህዝቢ ስምዒት በዓል ዋና ዝፈጥር ምምሕያሽ ምግባሩ ምርኣዮም ከምዘጐሾም ሓለፍቲ ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። ብኣመዓራራይነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ የድርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ እናድረቑ፣ ዓሳታት እናሞቱን ዝራእቲ እናነቐፁን ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ። እቲ ፀብፃብ ኣብ ሓደ እዋን ውሕጅ ዝውሕዘሉ ቦታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዶሮናን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሞታ ዓሳታት ዝረአዩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምዝዛም 3ይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ ምምሕዳርከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኢትዮጵያውያን ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ደረጃ ኢኮኖሚ፣ ኣመለኻኽታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምምብራቕ ጎጃም ብዘጋተመ ሓደጋ ውሕጅ ህይት ሰለስተ ሰባት ኣጥፊኡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምብራቕ ጎጃም ወረዳ ኣባወል ብዘጋተመ ሓደጋ ውሕጅ ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ ሰለስተ ሰባት ህይት ቀጢፉ። ኣብታ ወረዳ ዝነብሩ መራሒ ስድራን በዓልቲ ቤቶምን ውላዶምን ኣብ ስራሕ ውዒሎም እንትምለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ሩባ ብውሕጅ ብምምልኡ…