Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ናይቲ ኢንስቲትዩት ዋና ዳይሬክተር ኢንጅነር ወርቁ ጋቸና፥ እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ትካላት ዘለዎም ዓቕሚ…

ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ። ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ። እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት…

30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ኩሎም ክፋላት እዛ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ መንግስቲ ሸርፊ ወፃኢ ደገፍ ዝቐረበ 30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ነሕብረተሰብ ይከፋፈል ከመዘሎ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በዓል ልደትን ጥምቀትን ዝፍጠሩ ሰብ ስራሕ ናይ ኣቕርቦት ሕፅረትን ናይ…

ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ጉጅለ ምጥያሹ ነድንቕ ኢና- ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ናይ ኣፍሪካ ሕብረት ጉጅለ ምጥያሹ ኣሜሪካ ከምእተድንቕ ናይ ኣሜሪካ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣሜሪካ ብፌዴራል መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ተግባራዊ…

ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ ይቐርብ ኣሎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ እናቐረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ክልላት ትግራይ፣…

ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ። ፕሬዚዳንት ብራዚል ጃዬር ቦልሶናሮ ወዲ 82 ዓመት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ ስዒቡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም። ብራዚላውያን ብናይ ኩሉ…

ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ብራዚላዊ ኮኸብ ፃዋታይ ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን እናገለፁ ይርከቡ። ነበር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ሮናልዶ ሉዊስ ናዛሪዮ ዴሊማን ሮናልዲንሆ ጎቾን ብሕልፈት እቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…

ካብ 12 ሕዳር ጀሚሩ ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ሕዳር ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 19 ሺሕን 689 ደቂ ተባዕትዮ፣ 2 ሺሕን 673 ደቂ ኣንስትዮን 724 ህፃናትን ሰገናትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ። ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ…

እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ሰለስተ ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ብመሰረት እቲ ስምምዕ ሰላም ኣፈፃፅማ ስቪልን ወተሃደራዊ ስምምዕን ክከታተል ኢዩ ተባሂሉ።…