ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ግብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ገብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ መክትም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ብሔራዊ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ለኸ…