Fana: At a Speed of Life!

ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣልቡርሃን ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡ ኣል ቡርሃን እዚ ዝበሉ÷ መበል 67 ዓመት በዓል ናፅነት ሱዳን ምኽንያት ብምግባር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ ሃገራትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ንዝርከቡ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ” ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ተዛሪቦም፡፡ ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ "ኣብ ህንፀት ሃገር ብፅሒት ምሁራን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ኣብ ሃገራዊ ፀገማት መርኣያ ኣንፈታት ኣድሂቡ ምኽክር ምሁራን የካይድ ኣሎ።…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የካይድ ኣሎ፡፡ << ንኢትዮጵያን ኣፍሪካዊን ብልፅግና ዝተግህ መንእሰይ›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ፃኒሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክላዘብ…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣቋራፂ ሃገር ኢንተርናሽናል ጃንሜዳ ሻምፒዮን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሻምፒዮና 10 ሺሕ ሜትሮ ዓለም ለኸ ውድድር ጉያ ኣቋራፂ ሃገር ጃንሜዳ ኮይና፡፡ መበል 40 ውድድር ጉያ ጃንሜዳ ኢንተርናሽናል ምቁራፅ ሃገር ብድብልቕ ሪሌ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ሎሚ መዓልቲ ንመበል 40 ግዜ ኣብ ከተማ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…

ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መበል 16 ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቤኔዲክት ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 95 ዕድሚኦም ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፉ ተገሊፁ።…

ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም  ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም  ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ። ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ…