ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ክጅምር ኢዩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ኣካያዲት ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል ነፃነት ተስፋዬ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ንምጅማር ዘኽእል ረቂቕ ውዕል ተዳሊዩ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝውዕል 45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝውዕል 45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ፥ 550 ማይክሮስኮፕን ካልኦት ናውቲታትን ዝሓዘ እንትኸውን፥ ናይ ኣሜሪካ ዓለም ለኸ ተራድኦ ድርጅትን ኣይካፕ ኢትዮጵያን ዝገበርዎ…
ቢዝነስ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ። እቲ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ኣብ ዳታ ቤዝ ኢትዮ-ቴሌኮም ምርካብ ዘኽእለ ኣሰራርሓ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ትካላት ዳታ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኮፕ26 ኣብ አፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ጃኔት ሮጋን ኣብ ቤት ዕዮአን ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ጋዜጠኛታት ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፥ እቶም ፕሮጀክቲታት ህዝቢ ንክሪኦም ብምግባር ግድኡ ንክዋፃእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ-ላውረንስ ፍሪማን Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ ክብሉ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ላውረንስ ፍሪማን ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዉት ፖሊሲን ዓቕሚ ምልማዕን ዝብገስ ምስ ውሱናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ንምስታፍ ኢዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ልዕሊ 5 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ምስ 25 ተሓባበርቱ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ ዕቱብ…