ቢዝነስ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ንቐለብ ዕጡቓቱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ። ካብ ገብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅኡ ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ድሕነነት ህዝቢ ብምሕላውን እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ነዕላማ ኲናት ከውዕሎ ዝነበረ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ከምዝፃወት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ንኽቕፅል ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት እናተዛተየ ይርከብ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢሎን መስክ ዕድጊት ትዊተር ብ44 ቢልዮን ዶላር ፈፂሙ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኢሎን መስክ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ከምዝዓደጐ ተገሊፁ። ላዕለዋይ ሓላፊ ትዊተር ፓራግ ኣግራዋል ዝርከቦም ብዙሓት ሓለፍቲ ትዊተር ካብ ስራሕ ከምዝተሰጐጕ’ውን ይሕበር ኣሎ። ኢሎን መስክ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረሉ ዝነበረ ምዕራፍ 12 ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ተዓወትቲ ውድድር ምዕራፍ ምዕራፍ 9፣ ምዕራፍ 10ን ምዕራፍ 11ን ዝሳተፉሉ እቲ ውድድር÷ 14 ተወዳደርቲ ኣብ ክልተ ምድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ብኣማኻሪ ሃንዝ ዝተሰርሐ እንትኸውን÷ ፋውንዴሽን ሜሊንዳ ጌትስ ድማ እቲ መፅናዕቲ ንኽካየድ ሓገዝ ገይሩ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ 12 ሚኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዝነበረ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ተዛዚሙ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ብቐዳማይ ሚኒስትር ፍልፍል ሓሳብ ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝሳለጥ እቲ ጉባኤ፥ ሓሳብ ፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም። ብልሙድ "15 ሜዳ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ማእኸል ስፖረት ቅድመ ሐዚ ንምንቅስቓስ ስፖርት ምቹእ ከምዘይነበረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ። ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ልኡኽ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዓውዲ…