Fana: At a Speed of Life!

ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፍኖተ ካርታ÷ ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ ዝትግበር እንትኸውን÷ ሓደጋ ኣቐዲምካ ኣብ ምክልኻል ትካላት ተዋዲደን ንኽሰርሓ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ውፅታዊ…

ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ካብ ቱሪዝም ዝረኽብዎ ዝነበሩ ኣታዊ ብምቁራፁ ኣብ ናብረኦም ልዑል ፀገም ከምዝፈጠረሎም እቶም ነበርቲ ንፋና…

ኣብ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ተዛሪቦም። ኣብታ ከተማን ዙርያኣን ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝግበር ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ኣቕርቦት ኣብ እዋን ኲናት ዝተፈጠረ ፀገም ዘቃልል…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጅምር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ…

ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ናብ መቐለ ዝኸደ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣረጋጊፁ። እቲ ልኡኽ ምስ ህወሓት ኣመራርሓን ነበርቲ መቐለን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ኣብ ኩሉ…

መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ ምግባር ምኽኣሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ መግባር ምኽኣሉ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስቴር ገሊፁ። ኣብ 11 ከተማታት ብዝተተግበረ ቀዳማይ ዙር ናይ ለምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮጀክት መውዓሊኦምን…

1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 57 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 358 ደቂ ኣንስትዮን ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብወገን መስመር ጋዝ ያማል- ኣውሮፓ ኣቢላ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ከምትጅምር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ኣብ ኣውሮፓ ሕፅረት ጋዝ ከምዝቐፀለ ዝሓሩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣብቲ ቦታ…

ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንግስቲ ጃፓን ንመሳለጢ እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝውዕላ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን…

ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም። ናይ ትግራይ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለዩ ጊዘታት ካብ ዝተገበሩ ኲናታት ዘትረፎ ኪሳራ ጥራሕ ምዃኑ ብምርዳእ እዚ ኩነታት ክድገም…