ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ
ኣዲሰ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ካውንስል ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን…