ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብተሞክሮ ክቐርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብተሞክሮ ከምዝቐርብ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዎዬ ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…