ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 682 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)682 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ እቶም ተመለስቲ እተን 7 ደቂኣንስቲዮ ከምኡውን 2 ትሕቲ ዕድመ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ ናይ ምምላስ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ። እቲ ባንኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ናይ ሰላም ስምምዐነት ስዒቡ ኣብ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ዳግም ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ምሃብ ኝጅማሩ ኣዘኻኺሩ። ካብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ተጠናኺሩ ንኽቕፅልንዝድለ ውፅኢት ንኽመፅእን ተሳትፎ ህዝቢ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ተጠናኺሩ ንኽቕፅልንዝድለ ውፅኢት ንኽመፅእን ተሳትፎ ህዝቢ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብዝተገበረ መድረኽ ዘተ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ድሕሪ እቲ ስምምዕነት ሰላም ኣብቲ ክልል ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘስፈርዎ ፅሑፍ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሶሮቃ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ ጎንፂ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብብምኽንያት ዝበፅሐ ዕንወት ኣብ ከተማ ሶሮቃ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ኣገልግሎት ተመሊሱ። ኣብ ሶሮቃን ከባቢኣን ንክልተ ዓመት ተቋሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ተመሊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕላዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሪፐብሊክ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ያሳር ጉለር ጋርም ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንተን ገሊፆም። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንግተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም። እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስርሒታ ዝቐተለት ውልቀሰብ ብድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክትቅፃዕ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ወር መሃያ ኣይተኸፈለኒን” ብዝብል ቂም ተለዓዒላ ንመስርሒታ ቀቲላ ዝተብሃለት ኣበቡ ሙላቴ ብዕድመ ልክዕ ፅኑ ማእሰርቲ ክትቅፃዕ ውሳነ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዘፈር ዓቃቢ ሕጊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ፍሉይ ገበን÷ ዓቃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብቲ ዘተ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ውሱንነታትን ዘተ ተገይሩ። ኣብ ኣክሱምን ዓድዋን ከተማታት ይግበሩ ኣብ ዘለዉ ዘተታት ናይ ፌዴራል መንግስቲ ናብተን ከተማታት ምስ…