Fana: At a Speed of Life!

ትኹረቱ ኣብ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝገበረ ኣኼባ ኣብ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉን ትኹረቱ ኣብ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝገበረን ኣኼባ ኣብ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ፕሬዝዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዖማር ጊሌ ብዕሊ ከፊቶምዎ። ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ እውን ኣብቲ…

ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፅኹም ዘስማዕኹም መላእ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ምስጋንኡ የቕርብ!!

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፆም ንዘስምዑ መላእ ኢትዮጵያውያን ምስጋንኡ ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይደራደር ከምዝኾነ ሎሚ እውን ብዕሊ ኣፍሊጡ ኢዩ” ኢሉ።…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ቤት…

ኣብ ከተማ ባሕርዳር ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ እታ ከተማ፥ "ሉዓላዊነትና ኣኽብሩ፣ ኲናት ውክልና ጠጠው ይበል፣ ብስም ርዳእታ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ደው ይበል፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ፡፡ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ብኲናት…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሽልማት ኣቪዬተርስ ኣፍሪካ ተሸሊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ሽልማት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ኣቪዬሽን ኣርኣያ ንዝኾኑ ውልቀ ቅባትን ትካላትንዝወሃብ ሽልማት ኣቪዬተርስ ኣፍሪካ ብምድብ ፈጠርቲ ለውጢ ተሸሊመን፡፡ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተኻየደ 4ይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ሚኒስትራተን ብምዃን ኢዮም ናብታ ከተማ ተጓዒዞም። እቶም ልኡኻት ጅማ እንትበፅሑ ሓለፍቲ…

ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ደው እብል፤ ድምፀይ ኣስምዕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ነበርቲ ከተማታት ቡራዩ፣ ሱሉልታ፣ ገላን፣ ሰበታን ካልኦት…

ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ጅማ ይግበር ኣሎ። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምኽባር…

ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን  ዝተውፃእፅኡ ኢዮም። ኣብ ልዕሊ…