ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ንካልኣይ ግዘ ተራኺቦም ተዛቲዮም።
እቶም ኣዘዝቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ እዮም ተላዚቦም።
እቲ ዘተ ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ካልኦት ተወከልቲ…