90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ደገፋት ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 8 ሺሕን 600 ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ውድብ ሕቡራት መነገስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ካብ ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ደገፍ ብተወሳኺ ነዳዲ…