ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ።
እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዙሓት ኩባኒያት ወፃእን ውሽጢ ዓዲን ብምእታው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።…