ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ጣና ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ይዝከር።…