Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን። ሩሲያ 108 ደቂ ኣኒስቲዩ ናይ ዩክሬን ወታደራት ሰዲዳ። ዩክሬን ድማ ብኣብዝሓ ስቪላት ዝኾኑ 110 ሩሲያውያን ከምዝሰደደት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኣፍሊጡ።…

ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣይተ ኣሰፋ ጥላሁን÷ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 21 ወረዳታት 18 ሚሊየን 75 ሺሕን 600 ብር ጥሕኒ፣…

ስዩም ከበደ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ ዋኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም። ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሻምፒዮን ንኽትከውን ዝገበረ ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ÷ ኣብዚ ዓመት ዝኸፍአ ኣጀማምራ ዝገበረት ጋንታ ሲዳማ ቡና…

ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ መበል ሻድሻይ ካልኣይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘቕረብኡ መኽፈቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ድጋፍ…

ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ንሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ፈተነኦም ምውሳድ ጀሚሮም። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 11 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ፡፡ ተፈተንቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ካብ 30 መስከረም 2015…

ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ ሳዳት ቀድሚ ሕዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓላፍነት ፌዴራልን ክልልን ዘገልገሉ እንትኾኑ÷ እቲ ሽመት ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

ግድብ ህዳሰ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ ኣአብ ፍጻምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና  – ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ አፈላላይ ፖለቲካ እንተይገደበና ኣብ ፍፃምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና  ክብሉ  ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓታት ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብምርካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከይዲ ስራሕ ትልሚ፣ ክትትልን ግምገማን እቲ ሚኒስቴር ተመስገን ተሰማ÷ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ካብ ቀረፅ ንግዲ ውሽጢ ዓዲን…

ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን…